ኣብዚ መርበብ እዚ ዝደለኽሞ መጽሓፍቲ ክትእዝዙ ይከኣል።
እንካዕ ናብ HASEBU Consulting ብሰላም መጻእኩም!
HASEBU Consulting ዝተፈላለዩ ትሕዝቶ ዘለዎ መጽሓፍትታት ብምቕራብ ብቐሊሉ ክትዝዝክይ ይከኣል። ኣዚዝኩም ምስ ወዳእኩም ናይ ኢሜል መረጋገጺ ክመጸኩም እዩ። ብድሕሪኡ ናብቲ ዝሓበርኩምና ኣድራሻ ክንልእከልኩም ኢና።
የቐንየልና!
ዘድልየና መጽሕፍ ንመርጽ
ሓበሬታና ሂብና ንምዝገብ
ናይ ዝኣዘዝናዮ ክፍሊት ንፍጽም
መጽሓፍና ንርከብ!
ኣገልግሎታት
ብመጠን ዓቐን ትእዛዝኩም ነጻ ናይ ምብጻሕ ኣገልግሎት
ናብ ዘለኹሞ ኩሉ ክፋላት ዓለም ክነብጻሓልኩም ንኽእል