Skip to Content

ኣብዚ መርበብ እዚ ዝደለኽሞ መጽሓፍቲ ክትእዝዙ ይከኣል።


እንካዕ ናብ HASEBU Consulting ብሰላም መጻእኩም!

HASEBU Consulting ዝተፈላለዩ ትሕዝቶ ዘለዎ መጽሓፍትታት ብምቕራብ ብቐሊሉ ክትእዝዙ ይከኣል። ኣዚዝኩም ምስ ወዳእኩም ናይ ኢሜል መረጋገጺ ክመጸኩም እዩ። ብድሕሪኡ ናብቲ ዝሓበርኩምና ኣድራሻ ክንልእከልኩም ኢና።

የቐንየልና!

ዘድልየና መጽሕፍ ንመርጽ

ሓበሬታና ሂብና ንምዝገብ


ናይ ዝኣዘዝናዮ ክፍሊት ንፍጽም


መጽሓፍና ንርከብ!



ኣገልግሎታት

ኣገልግሎታት

Företagskonto hos Bank - ምኽፋት ንግዳዊ ባንኪ ሕሳብ
ንግዳዊ ፍቓድ ኣብ ሽወደን እንተለኩም ትካልኩም ግቡእ ናይ ባንኪ ሕሳብ ስለዘድልያ ምስ ዝመረጽኩሞ ባንክ ኣብ ሽወደን ንኸተመዝግብ ዘድሊ ቅጥዕታት ብምምላእ ነመልክተልኩም።
1,500.00 kr 1500.0 SEK
Registrera Namn hos Bolagsverket - ምምዝጋብ ሽም ትካል
ትካልኩም መለልይ ሽም ክህልዋ እንተደሊኹም ብዘይካ ትካልኩም ካልእ ዘይጥቀመላ ዝመረጽኩሞ ሽም ትካል ምስ ቡላግስቨርከት ዘድሊ ቅጥዒ መሊእና ነመዝግበልኩም።
500.00 kr 500.0 SEK
Registrera Moms hos Skatteverket -  ምምዝጋብ ሞምስ
ዝኾነት ትካል ኣብ ሽወደን ንብረት ይኹን ኣገልግሎት ክትሸይጥ ምስ Skatteverket ናይ Moms ዝበሃል ፍቓድ ስለዘድሊ ነመዝግበልኩም።
750.00 kr 750.0 SEK
Registrera F-Skatt hos Skatteverket -  ምምዝጋብ ከፋሊ ግብሪ
ዝኾነት ትካል ኣብ ሽወደን ንብረት ይኹን ኣገልግሎት ክትሸይጥ ምስ Skatteverket ናይ F-Skatt ወይ ድማ ከፋሊ ግብሪ ዝበሃል ፍቓድ ስለዘድሊ ነመዝግበልኩም።
750.00 kr 750.0 SEK
Affärsplan och Budget - ምድላው ቢስነዝ ውጥንን ባጀት
ኣብ ሽወደን ንዝኾነ ፍቓድ ምስ ትሕቱ፣ በቲ ትሓትዎ ዘለኹም ቤት/ጽሕፈት ንጹር ናይ ቢስነዝ ውጥንን ባጀትን ክትሕተቱ ትኽእሉ ኢኹም፣ ነዚ ኣብ ምድላው ንሕግዘኩም።
1,500.00 kr 1500.0 SEK

 

ብመጠን ዓቐን ትእዛዝኩም ነጻ ናይ ምብጻሕ ኣገልግሎት

 

ናብ ዘለኹሞ ኩሉ ክፋላት ዓለም ክነብጻሓልኩም ንኽእል

 

ኣብ ውሽጢ 14 መዓልታት ናይ ምምላስ መስል ውሕስነት ንህበኩም