Hoppa till innehåll
  • +46722957050 info@hasebu.com +46722957050
    ​​​​​​
    Få en offert
Hasebu General Consulting
  • 0
    Min kundvagn
  • 0
    Önskelista
  • Logga in
  • Hem
  • Företag
    • Självbedömning
    • Företagskonton
    • Skatteplanering
    • Bokföring
    • Momsdeklarationer
    • Affärsplaner
  • Vem vi hjälper
    • Starta ett företag
    • Enskilda näringsidkare
    • Partnerskap
    • Aktiebolag
    • Anställda individer
    • Privata individer
    • Fast avgiftsprissättning
    • Enkel redovisningsbyråbyte
  • Om
    • Om oss
    • Rekommendera en vän
  • Contact Us
    • Kontakta oss
    • Be om en offert
Hasebu General Consulting
  • 0
  • 0
    • Hem
    • Företag
      • Självbedömning
      • Företagskonton
      • Skatteplanering
      • Bokföring
      • Momsdeklarationer
      • Affärsplaner
    • Vem vi hjälper
      • Starta ett företag
      • Enskilda näringsidkare
      • Partnerskap
      • Aktiebolag
      • Anställda individer
      • Privata individer
      • Fast avgiftsprissättning
      • Enkel redovisningsbyråbyte
    • Om
      • Om oss
      • Rekommendera en vän
    • Contact Us
      • Kontakta oss
      • Be om en offert
  • +46722957050 info@hasebu.com +46722957050
  • Logga in
  • ​​​​​​
    Få en offert

ንኻልኦት ምስ ኣገልግሎትና ኣላሊኹም ተዓወትቲ ክትኮኑ ትደልዩ ዶ?


ኣገልግሎታትና 


ምኽፋት ትካል ኣብ ሽወደን

(Starta eget företag)

ወነንቲ ትካል ክኾኑ ዝደልዩ ሰባት ሕልምም ክሰምረሎምን ኣብ ሽወደን ዝመረጽዎ ዓይነት ትካል ኣብ ምምዝጋብን ፍቓድ ኣብ ምርካብን ንሕግዞም።

ሕሳባት ንግብርን ንዲክላረሺንን ዝምልከት (Revisor)

ድሮ ወነንቲ ትካል እንተኾንኩም ድማ ጉዳይ ሕሳባትን ዲክላረሽንን ዝምልከት ምሉእ ናይ REVISOR ኣገልግሎታት ንህበኩም። ብዝኾነ ምኽንያት REVISOR ናባና ክትቅይሩ እንተደሊኹም ጽፉፍ መስርሕ ምስግጋር ንገብረልኩም።

ምድላው ዌብ ሳይት (Hemsida)

ምሉእ ሓበሬታ ብዛዕባ ትካልኩምን ስራሕኩምን፣ ትህብዎ ኣገልግሎትን ትሸጥዎ ንብረትን ብመንገዲ ዌብሳይት ኣቢልኩም ብቐሊሉ ንዓማዊልኩም ክትበጽሕዎም ክትክእሉ ምእንቲ ዌብ ሳይት ነዳልወልኩም።

 ቀለልቲ ስጉምትታት ንዓወት


1 -  ብዛዕባ ሃለዋትናን ኣገልግሎታትና ሓብሩ

ብዛዕባ መን ምኻና፣ እዘን ሰለስተ ጠቒስናየን ዘለና ኣገልግሎታትናን ሃለዋትናን ነቶም ብቐረባ ትፈልጥዎም ሰብ ትካል ትሕብርዎም።

ንሶም ምሳና ተራኺቦም ናይ ስራሕ ስምምዕ ይፍጽሙ

ብዛዕባና ሓበሬታ ድሕሪ ምሃብ፣ ምሳና ኣራኽብዎም። ብተሌፎን፣ ብኢሜል፣ ብዋትስኣብ ኮነ ብመንገዲ መርበብ ሓበሬታና ክረኽቡና ይኽእሉ። መን ከምዝሓበሮም ድማ ይንገሩና።

ተዓወትቲ ትኾኑ!!

ውዕል ምስቲ ዓሚል ምስ ተፈጸመ ብዘይ ወዓል ሕደር ናብቲ ዝሓበርኩሙና ቁጽሪ ሕሳብ ሞሳኹም ንኸፍለኩም!!

ሕቶታትኩም መልስታትና?

ኣብዚ ውድድር ብኽመይ ክንሳተፍ ንኽእል?

ኣብዚ ውድድር ንምስታፍ ዝኾነ ቅድመ ኩነት የብሉን። ኣብዚ ግዜ እዚ ናትና ዓሚል ምኻንካን ዘይሙኻንካን ውን ኣገዳስነት የብሉን። ስለዚ ዝኾነ ሰብ ተዓዋቲ ክኽውን ይኽእል እዩ።

ካባና ዝድለ እንታይ እዩ

ካባኻትኩም ዝድለ፣ ብዛዕባ መን ምዃንና፣ እዘን ሰለስተ ጠቒስናየን ዘለና ኣገልግሎታት ከምእንህብን ነቶም ብቐረባ ትፈልጥዎም ውልቀ ሰባት ይኹኑ ትካላት ትሕብርዎም።  ምሳና ድማ ተራኽብዎም። ምስኣቶም ኣብ ሓደ ናይ ስራሕ ስምምዕ እንተደኣ በጺሕና ብድሕሪኡ ናትና ግደ ይኽውን፣ ከምታ መብጽዓና እተን ዝተዓወትኩመን መጠን ገንዘብ ናብ ሕሳብኩም ንሰደልኩም።

ንሓደ ጊዜ ጥራይ ዲና ተዓወትቲ ንኸውን

ኣይፋል! እቲ መደብ ከምዚ ይመስል።

  •  ሓደ ዓሚል እንተደኣ ኣምጺኩም 2000 ክሮና።
  • ክልተ ዓማዊል እንተኣምጺኩም 3000 ክሮና።
  • ሰለስተ ዓማዊል እንተኣምጺእኩም ድማ 4000 ክሮና ተዓወትቲ ትኹኑ።

እዚ ማለት ብዝበዝሐ ክሳብ 3 ዓማዊል ክትሕብሩ ትኽእሉ ማለት እዩ።


ዕሙቕ ዝበለ ብዛዕባ ኣገልግሎታትኩም ክንፈልጥ እንተደሊና እንታይ ክንገብር ንኽእል?

ሓፈሻዊ ብዛዕባ ስራሕናን ንህቦም ኣገልግሎታትና ኣብዚ ሊንክ ኣቲኹም ክትረኸብዎ ትኽሉ ኢኹም። ንዝያዳ ሓበሬታ ግና ብ ተሌፎንን ብኢሜልን ምሳና ተራኺብኩም ሰፊሕ መብርሂ ክንህበኩም ንኽእል ኢና።

ትህብዎ ኣገልግሎታት እዞም ዝጠቐስኩመን ስለስተ ጥራይ ኣይኮናን መብርሂ ሃቡና?

ልክዕ እዩ ንህቦም ኣገልግሎታት ኣብዘን ዝጠቐስናየን ሰለስተ ኣገልግሎታት ኣይሕጸርን እዩ። እንተኾነ ነዚ ውድድር ተዓዋቲ ንኽትከውን ኣብዘን ሰለስተ ኣገልግሎታትና  ጥራይ ዝተሓጽረ እዩ።


Tjänster
  • Inkomstdeklaration
  • Företagskonton
  • Bokföring
  • Momsdeklarationer
  • Skatteplanering
  • Affärsplaner
Vi hjälper
  • Starta eget företag
  • Enskilda näringsidkare
  • Handelsbolag
  • Aktiebolag
  • Anställda
  • Privat Personer

Följ oss/Kontakta oss
  • LinkedIn
  • info@hasebu.com
  • +46 722 95 70 50
  • 📅 Boka ett möte
  • 💲 Få en offert
Bra att veta

Enkel att byta revisor

Rekommendera en vän

Anslut med oss digitalt

Villkor

Integritetspolicy

Cookiespolicy

Copyright © Hasebu General Consulting
English (UK) Svenska
Drivs med Odoo - Den #1 e-handelssystem med öppen källkod

Vi använder cookies för att ge dig en bättre användarupplevelse på denna webbplats.Cookiepolicy

Endast nödvändigheterJag godkänner