ሰላም!
ነዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ሕቶታት መሊኩም ስደዱልና። ምስ በጸሓና ቆጸራ ጌርና ክንረኽበኩም ኢና።
የቐንየልና!
- First let your parents to book time with Embassy - ከምቲ ዝተዘራረብናሉ ኣቐዲሞም ቆጸራ ይሓዙ ምስ ኢምባሲ
- Invitation እዚ ንሕና መሊእና ክንሰደልኩም እየ።
- Notaruis ናበየናይ ጠበቓ ኬድኩም ተፈርምዎ ክንሰደልኩም ኢና
- Insurance minist EUR 30 000 ቆጸራ ምስ ሓዙ ምስሓብረኩምና ናይ ኢንሹራንስ ክንዕድገሎም ኢና።
- Personbevis እዚ ካብ ስካተቨርከት ሓቲትኩም ወይ ድማ ኦንላይን ከተውጽዎ ትኽእሉ።
- Birth certificate - ናይ ትውልዲ መዝገብ እንተለኩም። እንተዘይብልኩም ሓብሩና ደብዳቤ ክንጽሕፈልኩም ምእንቲ።
- Formal Affirmative of Kinship (write letter - biological relationship)
- Passport if Swedish ቅዳሕ ናይ ፓስፖርትኻ (ናይቲ ኣብ ሽወደን ኮይኑ ዝዕድም ዘሎ)
Vi använder cookies för att ge dig en bättre användarupplevelse på denna webbplats.Cookiepolicy