Skip to Content

ሰላም!

ነዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ሕቶታት መሊኩም ስደዱልና። ምስ በጸሓና ቆጸራ ጌርና ክንረኽበኩም ኢና።


የቐንየልና!

ንሓበሬታ ጥራይ

- First let your parents to book time with Embassy - ከምቲ ዝተዘራረብናሉ ኣቐዲሞም ቆጸራ ይሓዙ ምስ ኢምባሲ

-  Invitation እዚ ንሕና መሊእና ክንሰደልኩም እየ።

- Notaruis ናበየናይ ጠበቓ ኬድኩም ተፈርምዎ ክንሰደልኩም ኢና

- Insurance minist EUR 30 000 ቆጸራ ምስ ሓዙ ምስሓብረኩምና ናይ ኢንሹራንስ ክንዕድገሎም ኢና።

- Personbevis እዚ ካብ ስካተቨርከት ሓቲትኩም ወይ ድማ ኦንላይን ከተውጽእዎ ትኽእሉ።

- Birth certificate - ናይ ትውልዲ መዝገብ እንተለኩም። እንተዘይብልኩም ሓብሩና ደብዳቤ ክንጽሕፈልኩም ምእንቲ።

- Formal Affirmative of Kinship (write letter - biological relationship)

- Passport if Swedish ቅዳሕ ናይ ፓስፖርትኻ (ናይቲ ኣብ ሽወደን ኮይኑ ዝዕድም ዘሎ)