Skip to Content
  • +447366002811 info@hasebu.com +447366002811
    ​​​​​​
    Get a Quote
Hasebu General Consulting
  • 0
    My Cart
  • 0
    Wishlist
  • Sign in
  • Home
  • Businesses
    • Self-Assessment
    • Company Accounts
    • Tax Planning
    • Bookkeeping
    • VAT Returns
    • Business Plans
  • Who We Help
    • Starting a Business
    • Sole Traders
    • Partnerships
    • Limited Companies
    • Employed Individuals
    • Private Individuals
    • Fixed Fee Pricing
    • Easy Accountant Switch
  • About
    • About Us
    • Refer A Friend
  • Contact
    • Contact Us
    • Ask for a Quote
Hasebu General Consulting
  • 0
  • 0
    • Home
    • Businesses
      • Self-Assessment
      • Company Accounts
      • Tax Planning
      • Bookkeeping
      • VAT Returns
      • Business Plans
    • Who We Help
      • Starting a Business
      • Sole Traders
      • Partnerships
      • Limited Companies
      • Employed Individuals
      • Private Individuals
      • Fixed Fee Pricing
      • Easy Accountant Switch
    • About
      • About Us
      • Refer A Friend
    • Contact
      • Contact Us
      • Ask for a Quote
  • +447366002811 info@hasebu.com +447366002811
  • Sign in
  • ​​​​​​
    Get a Quote

Our Services  - ኣገልግሎታትና

person writing bucket list on book

ምኽፋት ትካል ኣብ ሽወደን

(Starta eget företag)


ሰራሕተኛ ካብ ምኻን ተገላጊልካ ባዕልኻ ትውንኖ ትካል ምምስራት ሓደ ካብቲ ኣብ ሂወትካ ዓበይቲ ናይ ዕብየት ስጉምትታት እዩ። እንተኾነ ኣብ ሽወደን ትካል ክትተክል ምእንቲ ከተማልኦም ዘልካ ነገራት፣ ክትፈልጦም ዘለካ ሕግታትን ክትክተሎም ዘለካ መሳልልን ኣለው። ስለዚ ትካልኩም ተመዝጊባ ክሳብ ናብ ዕዳጋ ትኣቱ ምኽርናን ሓገዝናን ኣይክፍለየኩምን እዩ። 

ንዝያዳ ሓበሬታ.. 

ሕሳባት ንግብርን ንዲክላረሺንን ዝምልከት

        (Revisor)


ኣብ ሽወደን፣ ከም ውልቀ ሰብ ወይ ድማ ከም ትካል ዓመታዊ ኣታዊታትካ ናብ Skatteverket ምሕባር ኣገዳሲ እዩ። ዝገባኣካ ግብሪ ምኽፋል፣ ዝምልከተካ ተመላሲ ግብሪ ድማ ኣብ ጊዚኡን ሰዓቱን ምውሳድ ግቡእ ምክትታልን ጽፉፍ ኣገባብ ናይ ኣታሕዛ ሕሳብን የድሊ። እዚ ድማ ሓደ ካብቲ እንህቦ ቀንዲ ኣገልግሎታትና ስለዝኾነ ከም revisor መጥን ሕሳባትኩም፣ ኣታዊታትኩም፣ ወጻኢታትኩም፣ መኽሰባትኩምን ናይ moms ዝምልከት ኣድላዩ ምክትታል ብምግባርን ብምምዝጋብን ከም ኣድላይነቱ ጸብጻብ ናብ ኩሎም ዝምልከቶም ኣካላት ንልከልኩም።

ንዝያዳ ሓበሬታ..

ጉዳያት ሚግሬሽን (Migration)


ከም ስደተኛ መጠን ኣብ ሽወደን ክትነብር ኢልካ ካብ ትጅምር ጊዜ ኣብ ነፍስወከፍ መዓልታዊ ሂወትካ ምስ ሚግሬሽን ዝተኣሳሰር ጉዳያት ኣለው። ንኣብነት፣

  • ምጥርናፍ ስድራቤት
  • ምምልካት ዜግነት
  • ምንዋሕ መንበሪ ፍቓድ
  • ቀዋሚ ፍቓድ ንምውሳድ
  • ብዕድመ ወልድኻን መቕርብካን ናብ ሽወደን ምምጻእ
  • ምሕታት ዕቕባ
  • መስርሕ ይግባይን ካልእን

ኣብዚ መስርሕ እዚ ንሕና ዘድሊ ፎርምታት ብምምላእን ዘድሊ ዶኩመንታት ካባኹም ብምእካብን ካብ ምምልካት ጀምሪና ክሳብ ውሳኔ ዝወሃብ ዘሎ መስርሕ ነማኽረኩምን ንሕግዘኩምን።

ንዝያዳ ሓበሬታ..

ምድላው ዌብ ሳይት (Hemsida)


ኣብዚ ዘለናዮ ምዕቡል ግዜ ዓለምና ናብ ቁሸት ተቐይራትሉ ዘላ እዋን፣ ሃለዋትካ ኣብ ኦንላይን ምርግጋጽ ቀደም መጋየጺ ዝነበረ ሕጂ ግና ኣገዳስን እዋናውን ኮይኑ ኣሎ። ምሉእ ሓበሬታ ብዛዕባ ትካልኩምን ስራሕኩምን፣ ትህብዎ ኣገልግሎትን ትሸጥዎ ንብረትን ብመንገዲ ዌብሳይት ኣቢልኩም ብቐሊሉ ንዓማዊልኩም ክትበጽሕዎም ክትክእሉ ምእንቲ ዌብ ሳይት የድልየኩም። ንበጻሕቲ ምቹእ ዝኾነ ክትጥቀመሉ ቀሊል ዝኾነ ከም ምርጫኹምን ድልየታትኩምን መርበብ ሓበሬታ ነዳልወልኩ።

ንዝያዳ ሓበሬታ..

people sitting on chair in front of table while holding pens during daytime

ሓፈሻዊ ምኽሪ

(Konsultation)


ከም ውልቀሰብ ኮነ ከም ትካል ኣብ መዓልታዊ ምንቅስቓሳትኩም ከጋጥመኩም ዝኽእል ዕድላትን ብድሆታትን፣ ምስ ክኢላን በዓል ሞያን ምስ እትማኸርሉ እዩ ተጠቀምቲ ዕድላት ትኾኑን ንሽግራትኩም መፍትሒ ትረኽብሎምን ዝብል ጽኑዕ እምነት ኣለና። ንህቦም ምኽርታት ካብቲ ብዙሕ እዞም ዝስዕቡ ምጥቃስ ይከኣል፣

  • ትካልኩም ኣብ ምምዕባል
  • ካብ ስራሕ ደው ምስትብሉ ናይ A-Kassa መሰላትኩም ኣብ ምርካብ
  • ትካልኩም ጠፊሻ ናይ ምእዋጅ ጥፍሽና መስርሕ ምስ ቤት/ፍርዲ ኣብ ምክትታል
  • ኣብ ዕዳ ኣቲኹም ጉዳይ Kronofogdon ምስዝህልወኩም
  • ብሓገዝ Arbetsförmedlingen ስራሕ ክትቁጸሩ ምስትደልዩ
  • ዝኾነ ዓይነት ፍቓድ ኣብ ምርካብ ዘሎ መስርሕን
  • ካልእን የጠቓልል....

ንዝያዳ ሓበሬታ..

ርክባት ምስ ዝኾነ ቤት ጽሕፈት  ሽወደን


ሓደ ሓደ ጊዜ ጉዳይ ይህልወካ እሞ ምስ ኣየናይ በዓል-መዚ ወይ ቤት-ጽሕፈት ሽወደን ኢኻ ተራኺብካ ጉዳይካ ትፍጽሞ ክጨንቀካ ይኽእል እዩ። ወይ ድማ ነቲ ዝደለኻዮ ቤት-ጽሕፈት ምስ ረኸብካዮ ከተማልኦ ዘለካ ቅድዕታትን መስርሕን ብኸመይ ክትሰግሮ ክሕርብተካ ይኽእል ይኽውን። ተወከሱና ኣብ ጉዕዞኹም ከነሳልየኩምን ከንሕግዘኩምን ኢና።

ንዝያዳ ሓበሬታ..

ሰላም ሰላም ንዓኹም መጀመርያ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦን ዓወትን ይምነ። ብምቕጻል ብወገነይ ክዛረብ እንተ ኾይነ ብእትህብዎ ኣገልግሎት ዕግበትይ ክገልጸልኩም ይፈቱ ። ሰናይ ናይ ስራሕ ግዜ ክኾነልኩም ድማ ይምነ  ሰለሙን  /  ተጠቃሚ ኣገልግሎት

ምስ HASEBU General Consulting ዘለና ተመኩሮ ብመንጽር ውጽኢትን ዝረኸብናዮ ደገፍን ኣዝዩ ጽቡቕ እዩ። ምስ ሰራሕተኛታት HASEBU ጽቡቕ ናይ ስራሕ ዝምድና ስለዘለና ንሕቶታትናን ድሌታትናን ምላሽ ዝህቡ ኮይኖም ኢና ረኺብናዮም። ንዝኾነ ትካል ድማ ምርጭኦም HASEBU General Consulting ክኸውን ምመኸርኩዎም!

 ዕጉብ ዓሚል

ኩሉ ንሓገዝ ዝሓተትካዮ ድልየታትካ የማላኣልካ ማለት ኣይኮነን፣ እንተ HASEBU General Consulting ግና ልዕሊ ትጽቢትካ ሓደ ማይል ንቕድሚት ብምኻድ ደገፍ ዝህቡ ትካል እዮም!

Previous
Next

መወከሲታትና

We are in good company.







Services
  • Self-Assessment
  • Company Accounts
  • Bookkeeping
  • VAT Returns
  • Tax Planning
  • Business Plans
Who we Help
  • Starting a Business
  • Sole Traders
  • Partnerships
  • Limited Companies
  • Employed Individuals
  • Private Individuals

Follow Us/Contact Us
  • LinkedIn
  • info@hasebu.com
  • +44 7366 00 28 11
  • 📅  Book a Meeting
  • 💲  Get a Quote
Good to Know

Easy Accountant Switch

Refer A Friend

Connect With Us Digitally

Terms and conditions

Privacy policy 

Cookies policy

Copyright © Hasebu General Consulting
English (UK) Svenska
Powered by Odoo - The #1 Open Source eCommerce

We use cookies to provide you a better user experience on this website.Cookie Policy

Only essentialsI agree