Skip to Content

ኣብዚ መርበብ እዚ ዝደለኽሞ መጽሓፍቲ ክትእዝዙ ይከኣል።


እንካዕ ናብ HASEBU Consulting ብሰላም መጻእኩም!

HASEBU Consulting ዝተፈላለዩ ትሕዝቶ ዘለዎ መጽሓፍትታት ብምቕራብ ብቐሊሉ ክትእዝዙ ይከኣል። ኣዚዝኩም ምስ ወዳእኩም ናይ ኢሜል መረጋገጺ ክመጸኩም እዩ። ብድሕሪኡ ናብቲ ዝሓበርኩምና ኣድራሻ ክንልእከልኩም ኢና።

የቐንየልና!

ዘድልየና መጽሕፍ ንመርጽ

ሓበሬታና ሂብና ንምዝገብ


ናይ ዝኣዘዝናዮ ክፍሊት ንፍጽም


መጽሓፍና ንርከብ!



ልብ ወለድ

ልብ ወለድ

ንኽልቴና’ባ ተመርዖ
ብ ጸጋብርሃን ጎይትኦም
200.00 kr 200.0 SEK
ተመርዓወኒ'ባ
ብ ጸጋብርሃን ጎይትኦም
200.00 kr 200.0 SEK
ኣዒንተይ ዘምጽኣለይ መዘዝ
ብ ጸጋብርሃን ጎይትኦም
200.00 kr 200.0 SEK
ወጽዓ’ታ ህጻን
ብ ጸጋብርሃን ጎይትኦም
200.00 kr 200.0 SEK
ኣብ ሊብያ የ ጠኒሰ
ብ ጸጋብርሃን ጎይትኦም
200.00 kr 200.0 SEK
ኣይወድኻን’ዩ
ብ ጸጋብርሃን ጎይትኦም
200.00 kr 200.0 SEK

 

ብመጠን ዓቐን ትእዛዝኩም ነጻ ናይ ምብጻሕ ኣገልግሎት

 

ናብ ዘለኹሞ ኩሉ ክፋላት ዓለም ክነብጻሓልኩም ንኽእል

 

ኣብ ውሽጢ 14 መዓልታት ናይ ምምላስ መስል ውሕስነት ንህበኩም