STARTA EGET FÖRETAG I SVERGIE.
REGISTERኣቶ ኣቡበከር ዓብዱልቃድር ብዛዕባ ኣብ ስዊድን ትካል ንምጀምር ክንፈልጦም ዘለና ሓበሬታ ከቕርብ እዩ። ትካል ክንከፍት እንታይ የድልየና ፣ ብኸመይ ትካል ክነመዝግብ ንኽእልን ንጹር ክንክተሎም ዘለና መስርሓትን ብሰፊሑ ክቕርቡ እዮም። ኣብ መወዳእታ ድማ ናይ ሕቶን መልስን መደብ ክህልው እዩ፣ ተሳታፍቲ ሕቶታቶም ክቐርቡን ንጹር መልሲ ክረኽቡን እዮም። ኣብዚ ኣቲኹም ተመዝገቡ ግዜን ሰዓትን ናብ ኢሜልኩም ክንሕብረኩም ኢና! ብደሓም ምጹ!