BEGIN:VCALENDAR
VERSION:2.0
PRODID:-//PYVOBJECT//NONSGML Version 1//EN
BEGIN:VTIMEZONE
TZID:Europe/Stockholm
BEGIN:STANDARD
DTSTART:20001029T030000
RRULE:FREQ=YEARLY;BYDAY=-1SU;BYMONTH=10
TZNAME:CET
TZOFFSETFROM:+0200
TZOFFSETTO:+0100
END:STANDARD
BEGIN:DAYLIGHT
DTSTART:20000326T020000
RRULE:FREQ=YEARLY;BYDAY=-1SU;BYMONTH=3
TZNAME:CEST
TZOFFSETFROM:+0100
TZOFFSETTO:+0200
END:DAYLIGHT
END:VTIMEZONE
BEGIN:VEVENT
UID:20260503T082002Z - 17329@eu637a.odoo.com
DTSTART;TZID=Europe/Stockholm:20260215T163000
DTEND;TZID=Europe/Stockholm:20260215T180000
CREATED:20260503T082002Z
DESCRIPTION:<a href="https://www.hasebu.com/event/ሓበሬታ-ብዛዕባ
 -ኣገልግሎታትና-6">ሓበሬታ ብዛዕባ ኣገልግሎታ
 ትና</a>\nዕድመ ንኹላትኩም - ናይ ሓበሬታ መዓል
 ቲ!! ኣብዚ ኣቲኹም ተመዝገቡ! ናይ ምኽሪ ኣገል
 ግሎት ብቋንቋኹም! ብመጀመርያ ልባዊ ሰላማታና
  ይብጻሕኩም። ኣብ ሽወደን ኣብ መዓልታዊ ሂወ
 ትና ዘጋጥሙና መሰናኽላት ወይ ድማ ክንረኽቦም
  ዝግበኣና ዕድላት ብሰንኪ ቋንቋ ከምኡውን ሕ
 ግታት ሽወደን ብዕምቆት ብዘይምርዳእን ክሓል
 ፈና ከምዝኽእል ኣይጠራጥርን። ነዚ ሃጓፍ እዚ
  ንምምላእን ብቋንቋ ትግርኛ፣ እንግሊዝኛ፣ ዓ
 ረብኛን ሽወደንን ክትሕገዝሉ እትኽእልሉ ዕድ
 ል ብትካል HASEBU General Consulting ተኸፊትልኩም ኣሎ 
 እሞ ነዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ከምነማኽር ከነበስ
 ረኩም ንፈቱ! • ጉዳያት ሚግሬሽን (ምምልካት ዜ
 ግነት፣ ምጥርናፍ ስድራቤት፣ ብዕድመ መቕርብ
 ካን ኣዝማድካን ናብ ሽወደን ምምጻእ፣ ምንዋሕ
  ፍቓድ፣ ቀዋሚ ፍቓድ ኣብ ምርካብን ካልእን) •
  ጉዳያት ምኽፋት ትካል ኣብ ሽወደን - Enskildfirma\, 
 Aktiebolag\, Handelsbolag\, Förening • ንሰብ ትካል ድማ ና
 ይ ኣተሓሕዛ ሕሳብን ጉዳይ ዲክላሬሽንን ዝተኣ
 ሳሰር ኣገልግሎት (Revisor) • ምድላው ዌብሳይት 
 ወይ መርበብ ሓበሬታ (Hemsida) • ሓፈሻዊ ምኽሪ ም
 ስ ዝኾነ ቤት ጽሕፈት ሽወደን ዝምልከት ( ጉዳያ
 ት A-Kassa፣ Kronofogdon፣ Arbetsförmedlingen፣ försäkringskassan\,
  Skatteverket\, Migrationsverket ዝኣመሰሉ) ኣብዚ ኣቲኹም 
 ተመዝገቡ!
DTSTAMP:20260503T082002Z
SUMMARY:ሓበሬታ ብዛዕባ ኣገልግሎታትና
X-ALT-DESC;FMTTYPE=text/html:<a href="https://www.hasebu.com/event/ሓበ
 ሬታ-ብዛዕባ-ኣገልግሎታትና-6">ሓበሬታ ብዛዕባ 
 ኣገልግሎታትና</a>\nዕድመ ንኹላትኩም - ናይ ሓበ
 ሬታ መዓልቲ!! ኣብዚ ኣቲኹም ተመዝገቡ! ናይ ም
 ኽሪ ኣገልግሎት ብቋንቋኹም! ብመጀመርያ ልባዊ
  ሰላማታና ይብጻሕኩም። ኣብ ሽወደን ኣብ መዓ
 ልታዊ ሂወትና ዘጋጥሙና መሰናኽላት ወይ ድማ 
 ክንረኽቦም ዝግበኣና ዕድላት ብሰንኪ ቋንቋ ከ
 ምኡውን ሕግታት ሽወደን ብዕምቆት ብዘይምርዳ
 እን ክሓልፈና ከምዝኽእል ኣይጠራጥርን። ነዚ 
 ሃጓፍ እዚ ንምምላእን ብቋንቋ ትግርኛ፣ እንግ
 ሊዝኛ፣ ዓረብኛን ሽወደንን ክትሕገዝሉ እትኽ
 እልሉ ዕድል ብትካል HASEBU General Consulting ተኸፊትል
 ኩም ኣሎ እሞ ነዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ከምነማኽ
 ር ከነበስረኩም ንፈቱ! • ጉዳያት ሚግሬሽን (ም
 ምልካት ዜግነት፣ ምጥርናፍ ስድራቤት፣ ብዕድ
 መ መቕርብካን ኣዝማድካን ናብ ሽወደን ምምጻእ
 ፣ ምንዋሕ ፍቓድ፣ ቀዋሚ ፍቓድ ኣብ ምርካብን 
 ካልእን) • ጉዳያት ምኽፋት ትካል ኣብ ሽወደን 
 - Enskildfirma\, Aktiebolag\, Handelsbolag\, Förening • ንሰብ ት
 ካል ድማ ናይ ኣተሓሕዛ ሕሳብን ጉዳይ ዲክላሬ
 ሽንን ዝተኣሳሰር ኣገልግሎት (Revisor) • ምድላው
  ዌብሳይት ወይ መርበብ ሓበሬታ (Hemsida) • ሓፈሻ
 ዊ ምኽሪ ምስ ዝኾነ ቤት ጽሕፈት ሽወደን ዝምል
 ከት ( ጉዳያት A-Kassa፣ Kronofogdon፣ Arbetsförmedlingen፣ fö
 rsäkringskassan\, Skatteverket\, Migrationsverket ዝኣመሰሉ) ኣብ
 ዚ ኣቲኹም ተመዝገቡ!
END:VEVENT
END:VCALENDAR
